Eritrea News
Politics, society, economy and diaspora news about Eritrea.

مسؤول إريتري لـ«الشرق الأوسط»: لا نمانع التفاوض مع إثيوبيا لكن بشروط

Eritrean Community Festival in Jeddah Concludes – Eritrea Ministry Of Information

ብዙሓት ምስ ባራክ ኦባማ ዘመሳሰልዎ ዘለዉ ኬንያዊ መንእሰይ፡ መፃኢ ፕረዚደንት ክኸውን ይኽእል ድዩ?
The 44-year-old politician has gained a youthful following for his fierce criticism of President William Ruto.

ጥዕና፡ ክታበት ሰዓል ክንወስድ ከድልየና ድዩ?
ሰበስልጣን ጥዕና ዓዲ እንግሊዝ፡ ቁጽሪ ናይቶም ብቫይረስ ኢንፍሉዌንዛ (Flu) ብኸቢድ ሓሚሞም ኣብ ሆስፒታል ዝሕከሙ ዘለዉ ሕሙማት ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን ብዓቢኡ ስለ ዝወሰኸ፡ ሰባት ነቲ ብነጻ ዝወሃብ ክታበት ኢንፍሉዌንዛ ክወስዱ ይጽውዑ ኣለዉ። እዚ ምውሳኽ ቁጽሪ ሕሙማት ሰዓል ኣብዚ ዓመት ቁሩብ ቀዲሙ እኳ እንተጀመረ፡ ፈጺሙ ዘይተለምደ ኣይኮነን።

Overnight drone, artillery strikes reported around Badme amid Ethiopian, Eritrean military buildup

تابع إريتريا ضد غينيا

ካብ ቤት ትምህርቲ ናብ ቤተ ክርስትያን፡ ኣብነታዊ ጕዕዞ መምህር ምንያ ዓማር
ኣብ ሕብረተሰብና፡ ብዓቕሞም ንህዝቦምን ሃገሮምን ዓበይቲ ስርሓት ሰሪሖም ኣበርኪቶም ዝሓለፉ፡ ስሞም ዘይለዓል፡ ብዙሕ ዘይንገረሎም ብዙሓት ሰባት ከምኡ እውን ጕዳያትን ፍጻሜትታን ኣለው። ሎሚ ናይ ሓንቲ ምስግንቲ ኤርትራዊት ኣደ፡ መምህርን ጸሓፊትን ወይዘሮ ምንያ ዓማር ኢና ክንዛረብ።

እተን ዝጥሕላ ዘለዋ ከተማታት ኣፍሪቃ ብዓል መን'የን?
ገለ ዓበይቲ ከተማታት ኣፍሪቃ ካብቲ ቅድሚ ሕጂ ተገሚተነኦ ዝነበራ ንላዕሊ ናብ ውሽጢ ይጥሕላ ከምዘለዋ ተገሊጹ። ተመራመርቲ ሰንቲነል-1 ዝተሰምየት ራዳር ናይ ኣጄንሲ ህዋ ኣውሮጳ ብምጥቃም ኣብ ትሕቲ 20 ኣብ ገማግም ባሕሪ ወይ ውቕያኖስ ዝርከባ ከተማታት ኣፍሪቃ ዝርከብ መሬት ክሳብ ክንደይ ንታሕቲ ገጹ ይስገድ ምህላዎም ክፈልጡ ክኢሎም ኣለዉ።

السيسي يبحث مع رؤساء إريتريا والصومال وبوروندي أمن البحر الأحمر ومياه النيل

إثيوبيا وإريتريا... شروط متبادلة لاختبار فرص التسوية

إريتريا تتهم إثيوبيا باستخدام دبلوماسية البحر الأحمر لتحقيق مطالب إقليمية

Eritrea Alhaditha 28 November 2026 – Eritrea Ministry Of Information

Ambassador Mohammed Suleiman Meets Uganda’s Minister of Foreign Affairs – Eritrea Ministry Of Information

Eritrea as a Living Lighthouse on the Red Sea – Eritrea Ministry Of Information

Fighting intensifies between Ethiopian federal forces, Tigrayan troops near Eritrean border

إثيوبيا.. بين الطموحات وحرب طواحين الهواء

إثيوبيا.. بين الطموحات وحرب طواحين الهواء

ሰራዊት ሱዳን ኣብ ኒል ኣል-ኣዝራቕ ስትራተጅያዊ ቦታ ዳግማይ ተቘጻጺሩ
ሰራዊት ሱዳን ንስትራተጅያዊት ቦታ 'ኮር ማጋንዛ' ዳግማይ ተቘጻጺሩዋ። ይዅን'ምበር፡ ኣብቲ ዞባ ዝካየድ ዘሎ ብርቱዕ ኲናት ንዓሰርተታት ኣሽሓት ዜጋታት የፈናቕል ኣሎ።

ኬንያ፡ ብስናዕ ሰነድ ዝተታሕዙ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት
እቲ ጸብጻብ ከም ዝገልጾ፡ ብሰንኪ ብልሽውና ገለ ሰበስልጣን፡ ኣብ ከተማታት ናይሮቢን ሞምባሳን ሓዊሱ ኣብ ሓያሎ ዞባታት ናይ ሓሶት መንነት ወረቐትን ፓስፖርትን ብስፍሓት ይወሃብ ኣሎ።

#Daily_Brief: #European Parliament demands release of #Dawit_Isaak after 25 years of detention in #Eritrea Isaak was among 16 journalists arrested during the September 2001 crackdown on independent media, when Eritrean authorities shut down all privat

ገለ ከተማታት ኣፍሪቃ ብዝቐልጠፈ ይጥሕላ ምህላወን ሳተላይት ኣርእዩ
ገለ ካብተን ዝዓበያ ከተማታት ኣፍሪቃ ካብቲ ቅድሚ ሕጂ ዝሕሰብ ዝነበረ ብዝቐልጠፈ መንገዲ ይጥሕላ ከም ዘለዋ ሓድሽ መጽናዕቲ ኣርእዩ።

ትግራይ፡ ውግእ ኣብ ዝቐጸለሉ፡ ኣብይ ኣሕመድ ንሓድሽ ሞጕዚት ምምሕዳር ይግምግም
ቀዳማይ ምኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፡ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝቘመ ሞጕዚት ምምሕዳር ኣፈጻጽማ ስራሕ ንምግምጋምን ነቲ ክልል ንምርግጋእ ዝግበር ጻዕርታትን ኣመልኪቱ፡ ምስ ኣባላት እቲ ፈፃሚ ስራሕ ዘተ ኣካይዱ።

ኢትዮጵያ፡ ሓይልታት ሱዳን ንምሽምጋል ስለምንታይ ሕጂ ተበጊሳ?
እዚ ጻውዒት ኢትዮጵያ ኣብ ባይታ ክትግበር ዝኽእል ድዩ? ስለምንታይከ ኣብዚ እዋን እዚ ክቐርብ ተደልዩ? ቢቢሲ ምስ ሰለስተ ንጉዳያት ፖለቲካን ኣህጉራዊ ርክባትን ዝከታተሉ ሰብ-ሞያ ብምዝርራብ ነዚ ዝስዕብ ትንተና ኣዳልዩ ኣሎ።

'ባባ ፈሪሐ ኣለኹ' - ኣብ ትሕቲ መጥቃዕቲ ድሮናት ሑቲ እትርከብ ሪያድ
ስዑዲ ዓረብ ከተማታታ ንምልዋጥ፡ ዓለምለኻዊ ወፍሪ ንምስሓብን ንዓለም ውሑስ ናይ ስራሕን ናብራን ቦታ ኰይና ንምቕራብን ቢልዮናት ዶላራት ኣውጺኣ እያ፤ እዚ ሕጂ ዝወርድ ዘሎ መጥቃዕትታት ግን ነዚ መብጽዓ’ዚ ኣብ ፈተና ኣውዲቕዎ ይርከብ።

Eritrea Tells UN Ethiopia Planning "Massive War" For Sea Access, Urges Pressure

مصر تستضيف لقاءً لوزير خارجية إريتريا مع سفراء وممثلي البعثات الأوروبية بالقاهرة

وزير خارجية إريتريا للسفراء الأوروبيين بالقاهرة : نحذر من تداعيات المساس بسيادة الدول وسلامة أراضيها

Red Sea access: Eritrea rejects Abiy warning, cites $30bn

ERITREA: Catholic Bishops in Eritrea Urge Nation to Pray and Fast for Peace
Headlines link to their original publishers.